እንቃዕ ብዳሓን መጻኩም!

ወድኣያመምሪሒፍቃድ.com ሓንቲ ናይ ላብቶብ ወብሳይት
ኣብሊኼሺን ኮይና ኣዚያ ጽብቅትን ምችኢትንያ ከተጽንዓላ፣
ብዘየገድስ ቋንቋ ትክእል ዲካ ኣይትክኢልን፣ ኩሉ ሑቶታት ብትግሪኛ ተተርጉሙ
ኣሎካ። ፈተና ትገብረሉ ስይስተም ዊን ብዝበለጸ መልክዕ ኣለዋ።